ምህርቲ ዋዕላ

موارد الملتقى الوطنية

Home ትግርኛ ዜና ኣኼባ ህዝቢ አብ ከተማ ካስል
ኣኼባ ህዝቢ አብ ከተማ ካስል PDF Print E-mail
Written by ENCDC - Europe   
Tuesday, 16 November 2010 12:54

ኣኼባ ህዝቢ አብ ከተማ ካስል

ትማሊ ቀዳም 13 ጥቅምቲ 2010 ኣቶ ተክልሰንበት ተኽላይን ወ/ሮ ፍረወይኒ ገ/ጻድቕን ዝመርሕዎ ዉዕውዕ ህዝባዊ ኣኼባ አብ ከተማ ካስል ተሰላሲሉ፡፡ አብዚ መጠነ ሰፊሕ ኣኼባ ውጽኢት ዕዉት ሃገራዊ ዋዕላ፣ መደባት ሃገራዊ ኮምሽን፣ ብግዚያውነት አብ ሃገራዊ ጕባኤ ክዕወት ዝሕሰብ ሓጋጊ ባይቶ ኤርትራን ንዕኡ ዘድሊ ቅዋምን ወዘተ... መብርሂ ተዋሂቡ፡፡

 

 

ቀጺሉ ንከተምኦምን ከባብን ዝመርሕ ሽማግለ ህዝቢ ካስል ብ8 ሰባት ቆይሙ፡፡

P.S. ኮምሽን ሃገራዊ ዋዕላ አብ ጀርመን ናይዚ ወርሒ ጥቅምቲ ኣኼባታታ ብምቕጻል

·        ንዕለት 16.11.2010 አብ ከትማ ኑርንበርግ Kolpinggasse 23, Nürnberg

·        ንዕለት 27.11.2010 አብ ከትማ ፍራንክፎረት SAALBAU GALLUS, Frankenallee 111, 60326 Frankfurt am Main.

ከተሳላስልያ፡፡ 

Last Updated on Tuesday, 16 November 2010 14:50
 


Powered by Joomla!.
Warning: call_user_func(tdo) [function.call-user-func]: First argument is expected to be a valid callback in /home2/babey/public_html/templates/themza_j15_41/html/pagination.php on line 153
Valid XHTML and CSS.